Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ።

ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ዣኔዝ ሌናርቺቺን ኣባላት ጉጅለ 13 ሃገራት ኣውሮፓን ኣብ ዩንቨርስቲ ጎንደር ዑደት ገይሮም።

ኮሚሽነር ዣኔዝ ሌናርቺቺ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንክህሊ ግድኡ ከምዝፀወት ተዛሪቦም።

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ እውን ገሊፆም።

ብሙሉጌታ ደሴ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.