Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ።

ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ምስ ሓላፊ መትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ስቴፋን ሎክ (ዶ/ር) ዘቲየን።

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ፥ መንግስቲ ትልሚ ኢንቨስትመነትን ልምዓትን ማእኸላይ ዘበን ምምሕያሽ ሃገር ኢኮኖሚ ብዝምልከት ዝርዝር መብርሂ ሂበን።

ስቴፋን ሎክ (ዶ/ር) ብግደኦም፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ብሰለማዊ መገዲ ንምፍታሕ ስምምዕ ምግባሩን እቲ ስምምዕ ንምፅናዕ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲን ውፅኢታዊ ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ስለዝኾነ እቲ ሕብረት ምትሕብባሩ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝደሊ ምግላፆም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.