Fana: At a Speed of Life!

ሕቶ ቀረብ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብመንግስቲ ጥራሕ ዝምለስ ዘይኮነስ ምትሕብባር ዓውዲ ውለቀ እውን ዝሓትት ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ቀረብ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብመንግስቲ ጥራሕ ዝምለስ ዘይኮነስ ምትሕብባር ዓውዲ ውለቀ እውን ዝሓትት ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ኖህ ሪል ስቴት ዝሃነፆም 754 መንበሪ ኣባይቲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

እቲ ሪልስቴት ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ዝተሃነፁ 5 ሺሕ ኣባይቲ ሓዊሱ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 8 ሺሕን 600 ኣባይቲ ብምህናፅ ከምዘመሓላለፈ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.