Fana: At a Speed of Life!

ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓቲቱ።
ሳልሳይ ዙር ዓብዪ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ጎደና ”ኢፍጣርና ንወገንና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፥ ናይ ሎሚ ኢፍጣር ዝፈሊዮ ብዝተፈላለየ ምኽኒያት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ኢድና ንዝርገሐሉ ብምዃኑ ኢዩ ኢሎም።
ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ እውን ሓቲቶም።
ብመራኦል ከድር
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.