Fana: At a Speed of Life!

መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብድሙቕ ኣብ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብድሙቕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ።

ፊቼ ጨምባላላ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ።

ትማሊ ኣካል እቲ በዓል ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ተሳሊጦም።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ብዚሕ ህዝቢ ዝሳተፈሉ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ድሙቕ ብዝኾነ መልክዑ እናተኸበረ እንትኸውን፥ እቲ በዓል ኣብ ጉዱማሌ ብዙሓት ሰባት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ መርሃ ግብሪታት ተዓጂቡ ይካየድ ኣሎ።

ጫምባላላ ዓቢዪን ቆልዓን ዝሕጎሰሉ ባህላዊ ስነ-ስርዓት ብስፍሓት ዝረአየሉ ፍሉይ መድረኽ ኢዩ።

ኣብቲ በዓል ድማ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።

ብብርሃኑ በጋሻው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.