Fana: At a Speed of Life!

መራሒ ዕልዋ መንግስቲ ማሊ ፕሬዚዳንት መሰጋገሪ መንግስቲ ብምዃን ተሸይሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ማሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ እታ ሃገር ንዝመርሐ ኮሎኔል ኣሲሚ ጎይታ ፕሬዚዳንት መሰጋጋሪ መንግስቲ እታ ሃገር ክኸውን ሸይሙዎ።

ኮሎኔል ጎይታ ኣብ ዝሓለፈ ሮብዕ ንገዛእ ርእሱ ፕሬዚዳንት ግዚያዊ መንግስቲ ማሊ ከም ዝኾነ ኣዊጁ ምንባሩ ይዝከር።

ማሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ዘጋጥማ ዘሎ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ ንካልኣይ ግዜ ምዃኑ ተሓቢሩ።

እቲ ቅድሚ 9 ኣዋርሕ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝተፈፀመ ዕልዋ መንግስቲ’ውን እንተኾነ ብኮሎኔል ጎይታ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ነቲ ብመረፃ ናብ ስልጣን ዝደየበ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ቦቡከር ካብ ስልጣኑ ክእለ ኣገዲድዎ እዩ።

ቤት ፍርዲ ማሊ እቲ ናይ ትማሊ ውሳነ ብምኽንያት “ንፕረዚደንትነት ዝወፅአ ምልክታ” ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ።

ፍልፍል፦ቢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.