Fana: At a Speed of Life!

መራሕቲ ሃይማኖት ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ሃይማኖት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣብቲ ዑደት፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ግብርና ዝፈረዩ ፍሪያታትን ቴክኖሎጂን፥ ልምዓት ሕርሻ፣ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ልምዓት ሃፍቲ እንስሳን ርእዮም።

ብተማሳሳሊ ካብ ዝተፈላለያ ከፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብቲ ሳይንስ ሜዚየም ብምርካብ ዑደት ከምዘካየዱ ካብ ሚኒስቴር ግብርና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.