Fana: At a Speed of Life!

መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሑ ይግባእ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ንኣርባዕተ መዓልቲታት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ።

እቶም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብ ከምዝበሉዎ÷ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓን ህንፀት ስርዓትን ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም።

ኣብ ሃገራዊ ምርድዳእ መራኸብቲ ሓፋሽ ትፅቢት ብዝግበረሎም ደረጃ እናሰርሑ ከምዘይኮነ ብምግላፅ፤ ህዝቢ ኣብ ዘቀራርቡ ሓድነት ዘረጋግፁ ስራሕቲ ብምድሃብ ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ብሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ሚዛናዊ ኣብ ክንዲ ምፅብፃብ ወገናዊነት እናተስተውዓለ ይርከብ ዝበሉ እቶም ሚኒስትር፤ እዚ ድማ ንሰላምን ህንፀት ሃገርን ዕንቅፋት ብምዃ ክስተኻኸል ከምዝግባእ ኣብሪሆም።

ኣብቲ መድረኽ መበገሲ ዘተ ዘቕረቡ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መሓመድ እድሪስ ብግደኦም÷ መራኸብቲ ሓፋሽ ሓሩ ዘንብርን ትውልዲ ዝሃንፅን ስራሕ እናወጉ ከምዝኮኑ ከረጋግፁ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ሕጊን ሙያዊ ስነ ምግባርን ላይ ግንዛበ ዘጨብጡ ስልጠናታት ምሃብ ከምኡ እውን ተሓታትነነት ናይ ምዕሳል ስራሕ ምትግባር ከምዝግባእ ምግንዛቦም እውን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.