Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 30 ሰነ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ንኢትዮጵያ ንትከላ” ዘፈር ትምህርቲ 30 ሰነ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ፈልሲታት ብምትካል ተጀሚሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ትምርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትም እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ከምኡ እውን ሓለፍ ቢሮ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተሳቲፎም።

ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 500 ሚሊየን ዝኾኑ ፈልሲታት ብዘፈር ትምህርቲ ከምዝትከሉ፥ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.