Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር 00 ኣል ነጃሺ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር 00 ኣል ነጃሺ ይሳለጥ ኣሎ።

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ትግራይን፥ ምስ መሊስካ ምህናፅ ኣል ነጃሺን ልምዓት ኢኒሼቲቭን ብምዃን ኢዩ እቲ መርሃ ግብሪ ዝሳለጥ ዘሎ።

ኣብቲ መርሃግብሪ፥ ፕሬዚደንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ሸይኽ ሃጂ ኢብራሂም ቱፋ፣ ፕሬዚደንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ትግራይ ሸይኽ ኣደም ዓብዱርቃድር፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዘሃራ ዑመር፣ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣ መምህራን እቲ ሃይማኖት፣ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማታትን ተረኺቦም።

ብመራኦል ከድር

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.