Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ምርቓት መፅሓፍ “የሁለት ውሃዎች ዐቢይ ስትራቴጂ” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ጊዳያት ወፃኢን ኣዲስ ዋልታን ብሓባር ብምዃን ዘሰናደአዎ መርሃ ግብሪ ምርቓት መፅሓፍ “የሁለት ውሃዎች ዐቢይ ስትራቴጂ” ይሳለጥ ኣሎ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ጃፋር በድሩ፥ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ማይ ብዝግበኣ ልክዕ ገና ኣይተረብሐትን ኢሎም።

ሎሚ እንምርቖ መፅሓፍ “የሁለት ውሃዎች ዐቢይ ስትራቴጂ” ታሪኽ ብምምርማር ንነባራዊ ኩነታት መፈትሒ ንምሃብ ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ እወን ገሊፆም።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ዋልታ ኣይተ መሓመድ ሓሰን፥ ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ብዛዕባ ከልቲኦም ማያት ነክፈልጥ፣ ክመሃርን ክመራመርን ዘኽእል ስትራቴጂካዊ መገዲታት መፍላጥ ትፅቢት ይግበረሉ ኢሎም።

ብምንተስኖት ሙሉጌታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.