Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ምስጋና “ኢትዮጵያ ተመስግን” ኣብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስጋና “ኢትዮጵያ ተመስግን” ኣብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ተኻይዱ፥

እቲ መርሃ ግብሪ፥ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ሰላት ጁምዓ ስዒቡ እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና ንኽግበር ብዝሓበሮ መሰረት ኢዩ ተኻይዱ።

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ድሕሪ ስግደት ጁምዓ ናይ ሰለስተ ደቒቕ ምስጋናን ፀሎትን ንኽግበር ፃውዒት ምምሕልላፉ ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.