Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ምጥያሽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊስ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምጥያሽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኸኾን መገዲታት ዕላዊ ገይሩ።

አተ ምጥያሽ መንግስቲ ዕዉት ንክኸውን ዘድሊ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ እውን ተገለፁ።

ብመሰረት እዚ፥
1. ካብ ሚያዚያ 27 ኣደባባይ ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

2. ካብ ኣዋሬ ብኣዋሬ ገበያ ናብ ፓርላማ

3. ካብ ሴቶች ኣደባባይ ናብ ካሳንቺስ

4. ካብ ሴቶች ኣደባባይ ብእንድራሴ ሆቴል ናብ ካሳንቺስ ቶታል

5. ካብ 22 ናብ ቅዱስ ኡራኤል ከምኡውን ካብ ኤድናሞል ብኣትላስ ሆቴል ናብ ቅዱስ ኡራኤል ቤተ-ክርስቲያን

6. ካብ አትላስ ሆቴል ብደሳለኝ ሆቴል ሩዋንዳ

7. ካብ ኤምፔሪያል ሆቴል ናብ ብራስ ሆስፒታል

8. ካብ ገርጂ ኮሪያ ሆስፒታል ውሽጣ ውሽጢ ናብ ብራስ ሆስፒታል

9. ካብ ጎሮ ሓደሽ መገዲ መኽየዲ ናብ ብራስ ሆስፒታል

10. ካብ ቦሌ ሚካኤል ናብ ቀለበት መገዲ፣ ካብ ቦሌ ሚካኤል ናብ ሩዋንዳ ማዞሪያ

11. ካብ ካዲስኮ ኣደባባይ ናብ  ቦሌ ሚካኤል ዋና ቀለበት መገዲ

12. ካብ ቡልቡላ ናብ ቦሌ ሚካኤል

13. ካብ መስቀል ፍላውር ናብ ጎርጎሪዮስ ኣደባባይ

14. ካብ ጎተራ ናብ መስቀል ኣደባባይ፣ ካብ ጎተራ ናብ ወሎ ሰፈር ኣጎና ሲኒማ

15. ካብ ጎፋ ማዛሪያ ሓዱሽ መገዲ መስቀለኛ ናበ ቅዱስ ቂርቆስ ቤተክርስቲያ ለገሃር

16. ካብ ቡልጋርያ ማዞሪያ ናብ ገንት ሆቴል፣ ካብ ቡልጋርያ ማዞሪያ ናብ ኣፍሪካ ሕብረት ኣደባባይ

17. ካብ ልደታ ከፍተኛ ፍርድ ቤት ሜክሲኮ ኣደባባይ ናብ ለገሃር፣ ካብ ከፍተኛ ፍርድ ቤት ኑር ህንፃ ብባልቻ መስቀለኛ ናብ ኣረቄ ፋብሪካ

18. ካብ ሞላ ማሩ ናብ ቅድስት ልደታ ቤተ-ክርስቲያን

19. ካብ ተክለ ሃይማኖት በርበሬ በረንዳ ናብ ዲ-አፍሪክ ሆቴል

20. ካብ ተክለ ሃይማኖት ጥቁር ኣንበሳ ሆስፒታል

21. ካበ ኣብነት ፈረሳኛ ብ5ኛ ፖሊስ ጣቢያ ጎማ ቁጠባ ናብ ብሔራዊ ቴአትር

22. ወሎ ሰፈር፣ ኦሎምፒያ፣ መስቀል አደባባይ ብሔራዊ ቤተ- መንግስቲ ግቢ ገብርኤል መዕፀፊ ሸራተን ኣዲስ ኣራት ኪሎ

23. ጎርጎሪዮስ ኣደባባይ 24 መስከረም  2014 ዓ/ም እቲ ፕሮግራም ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንትራፊክ ዐፁው ክኸውን ኢዩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.