Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማእኸል ልምዓትን ባህልን ጉራጌ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማእኸል ልምዓትን ባህልን ጉራጌ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ከምዝተረኸቡ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ልምዓትን ምዕባለን ጉራጌ ንምቅልጣፍ ኩሉ ሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ክሰርሕ ይግባእ ኢሎም።

ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ኣብ ዓውዲ ንግዲ ምስ ዘለዎ ሰፊሕ ተሳትፎ ብተወሳኺ ሃገራዊ ሓድነት ኣብ ምጥንኻር ርኡይ ግደ ከምዘለዎ እውን ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.