Fana: At a Speed of Life!

መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።

እቲ ተርሚናል ብሓደ ጊዘ ን20 ኣብቶብሳት ኣገልግሎት ምሃብ ዘኽእል እንትኸውን፥ ናይ ባዕሎም ከልተ መእተውን መውፅእን ዘለዎ ኢዩ።

ንኣስታት 35 ዝኾና መስመራት ትካል ኣብቶብስ ከተማ ኣንበሳን 17 ሸገር ኣብቶብስን ኣገለግሎት ምሃብ ከምዘኽእል እውን ተገሊፁ።

በሰዓት ከ6 ሺህ በላይ በቀን ደግሞ እስከ 80 ሺህ የብዙሃን ትራንስፖርት ተጠቃሚዎች አገልግሎት ይሰጣል።

ኣብ ሰዓት ንዕሊ 6 ሺሕ ኣብ መዓልቲ ድማ ክሳብ 80 ሺሕ ተገልገልቲ ኣገልግሎት ዝህብ ኢዩ።

እቲ ተርሚናል ምቹው መቑረፂ ትኬት ጉዕዞ ዘለዎን መሐለዊ ኣብቶብስ ዝኸውን እኹል ቦታን ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ብሜሮን ሙሉጌታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.