Fana: At a Speed of Life!

መሳርሕቲ ፋና ኤፍ ኤም ሚዛን ኣማን ጋዜጠኛ ደረጀ ልመንህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መሳርሕቲ ፋና ኤፍ ኤም ሚዛን ኣማን ዝነበረ ጋዜጠኛ ደረጀ ልመንህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

ጋዜጠኛ ደረጀ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ብሞያ ጋዜጠኝነት እናገልገለ ፀኒሑ ኢዩ።

ብ1968 ዓ.ም ኣብ ከተማ ቴፒ ዝተወለደ ጋዜጠኛ ደረጀ ልመንህ፥ ቅድሚ ኣብ ፋና ኤፍኤም ሚዛን ኣማን ምስርሑ ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ክልል ደቡብ ከምኡ እውን ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ሕርሻ ሚዛን ርክብ ህዝቢ ኮይኑ ኣገልገሊሉ ኢዩ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሕልፈት መሳርሕቲ እቲ ትካል ዓሚቕ ሓዘን ዝተሰመዖ እንትኸውን፥ ንስድርኡን ፈተውቱን ምፅዕናዕ ተመኒዩ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.