Fana: At a Speed of Life!

መቄዶንያ ብ130 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ መቱ ከተማ ማእኸል ክሃንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ክንክን ሕሙማት ኣእምሮን ኣረጋውያንን መቄዶንያ ብ130 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ መቱ ከተማ ማእኸል ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ።

ዳይሬክተር ጉዳያት ትካል ገበሪ ሰናይ እቲ ክልል ኣይተ ማህተመ በቃሉ፥ ኣብ ከተማ መቱ ኣብ ዝርከብ ቅርንጫፍ እቲ ትካል 50 ሕሙማት ኣእምሮን ኣረጋውያንን ከንክን ይግበረሎም ኣሎ ኢሎም።

እቲ ትካል ዘህንፆ ማእኸል ኣብቲ ከባቢ ንዝርከቡ ደጋፊ ዘይብሎም ሕሙማን ኣእሙሮን ኣረጋውያንን ንምክንኻል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ውልቀ ሰባትን ትካላትን ከምኡውን ኣካላት መነግስቲ ህንፀት እቲ ማእኸል ንክሕግዙን ስራሕቲ ግብረ ሰናይ ንከካይዱን ሓቲቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.