Fana: At a Speed of Life!

መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ይሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣2 ግንቦት፣2016(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ኣብ ዩንቨርስቲ ቦንጋ ይሳልጥ ኣሎ።

እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንዘላቒ ናብራ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ።

ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ነገሪ ሌንጮ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ቦንጋ ጴጥሮስ ወ/ጊዮርጊስ(ዶ/ር) ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ኣብቲ ኮንፈረነስ ተረኺቦም።

ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝተፈላለዩ ፈታሕቲ ፀገም ስራሕቲ ምርምር ብምቕራብ ክዝተየሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብወንድሙ ኣዱኛ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.