Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ ክብል ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ምክትል ሓላፊ ዓውዲ ባህሊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣስፋው ኩማ፥ እቲ ፌስቲቫል ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኣብ ሙዚየም ኣዲስ ኣበባ ክፀንሕ ኢዩ።

ኣብ ዝሓለፉ ዓማው ዝተሳለጠ እቲ ፌስቲቫል፥ ሓዱሽ ትውልዲ ባህሊ ንባቡ ንከማዕብል ኣብ ምልዕዓል ልዑል ግደ ከምዝነበሮ ተገሊፁ።

ሎሚ ዘበን ዝኽበር እቲ መበል ሻምናይ፥ ኣንባቢ ተውልዲ ንምዕባለ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝሳለጥ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.