Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻድሻይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ዝፍፅም መበል ሻድሻይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተጀሚሩ።

ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ፥ መዓልቲ ንይል ኣድሂቦም መፅናዕታዊ ፅሑፍ ኣቕሪቦም።

ሃገራት ተፋሰስ ናይል ከባቢያዊ ፣ታሪኻዊን ባህላዊን ዝኾነ ምትእስሳር ዘለወን ስለዝኾና ቁፅሪ ህዝቢ ወሲኹ ዘሎ ተፈጥሮኣዊ ዓቕሚ ንምጥቃም መዋእለ ንዋየን ብሓባር ምፍሳስ ይግባእ ኢሎም።

ብተወሳኺ ለውጢ ከባቢ ኣየር ብምክልኻል እቲ ወሓዚ ሩባ ብኣግባቡ ምጥቃም ከምዝፍባእ ኣገንዚቦም።

ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ ድርድር ውፅኢት የምፅእ ኢዩ ኢላ ከምእትኣምን ሓቢሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.