Fana: At a Speed of Life!

መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ፥ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ደቡብ ደቡብ ምትሕብባር ደቡብ ንዘላቒ ልምዓት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ተወከልቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዝተሳተፉሉ እቲ ጉባኤ፥ ዘይምእኹል ኣጠቓቕማ ተሓዳሲ ሓይሊ፣ ዘላቒ ተመክሮ ልምዓት፣ ምህዞን ፍልጠትን ብምክፋል ዓለም ለኸ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ንምጉልባት ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ዓለም ለኸ መዳርግቲ ኣካላት፣ ሓንፀፅቲ ፖሊሲ፣  መሃዝቲ ቴክኖሎጂን ስራሕን፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ምሁራን ሓዊሱ ኣብቲ ጉባኤ ልዕሊ 500 ተሳተፍቲ ዘተኣኻኽብ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.