Fana: At a Speed of Life!

መበል 12 ጉባኤ መምህራን ቻይና-ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ጉባኤ መምህራን ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ዢኑዋ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ካብ 45 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኣስታት 200 ዝኾኑ ምሁራንን ተወከልቲ ቢዚነስን ሓሳቦም ኣቕሪቦም።

እቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ንዘለዉ ፖሊሲ ዝሕንፅፁ ውፅኢታዊ ፖሊሲታት ንክቐርፁ ከምዝሓገዞም ተገሊፁ።

ተወካሊ ግዝኣት ዢ ጂያንግ ዝኾኑ ጉዋን ያንግ፥ ቻይና ጉዳያት ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ መገዲ ንክፍታሕ ኩሉ ግዘ ከምእትድግፍ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ጉባኤ ኢትዮጵያውያን ምሁራት እውን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ በለው ደምሴ (ዶ/ር) ኣብ መበል ካልኣይ ምልኣተ ጉባኤ መደረ ከምዝገበሩ ሲጂቲኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.