Fana: At a Speed of Life!

መበል 125  በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125  በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ምኒልክ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሕቑፊ ዕምበባ ኣምቢረን።

ኣብቲ በዓል ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር ህሪት ካሳውን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.