Fana: At a Speed of Life!

መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ “ዘረባ ፅልኢ ብዓይኒ ሃይማኖታዊን ቅዱሳንን መፃሕፍቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣሊይ ይሳተፉ ከምዘለዉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብቲ ጉባኤ ሙሁራን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ልምዲ ብምውሳድ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ከቕርቡ ይኽእሉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.