Fana: At a Speed of Life!

መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር ብምትሕግጋዝ ክኸውን ኣለዎ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ   ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓ/ቃድር መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡

እቶም ፕሬዚዳንት፥ ማሕበረሰብ  ሙስሊም መበል 1445  በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር  ዘለዎ ንዘይብሉ ብምክፋል   ክኸውን ከም ዘለዎ ገሊፆም።

ዋና ቃዲ ሸሪዓ  ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ሸኽ መሓመድ ኣሚን ሙስጦፋ  ብግደኦም፥ ኣብ  ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብር ሰዓቢ እምነት እስልምና ኣብ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ንዝተፀገሙ ወገናትና ብምሕጋዝ ከብዕሎ ይግባእ ኢሎም፡፡

ኣብ ፀገም ዝርከቡ  ወገናት ብምድጋፍ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ንክኽበር ፃውዒት ቀሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.