Fana: At a Speed of Life!

መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሃገራዊ ሰላምን ድሕንነትን በዝበለፀ ኣጠናኺርካ ንምቕፃል ዘኽእል ዓቕሚ ንምፍጣር ዝዓለመ ጉባኤ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝፈፀሞም ተግባራት ለውጢ ዓቕሚ ምክልኻል ገበን ብሓይሊ ሰብ፣ ዓቕሚ ምፍፃም፣ መውፋርን ሽፋንን ብሎጂስቲክስ ልዑል በርኪ ከምዝበፅሐ ሓቢሮም።

ኣብ 2016 ዓ.ም እዚ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.