Fana: At a Speed of Life!

መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ጥዕና፣ ሰብ ሞያ ውድብ ጥዕና ዓለምን በቢብርኩ ዘሎዉ ሓለፍቲ ስራሕ ክልላትን ይሳተፉ ኣለዉ።

ብታሪኩ ለገሰ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.