Fana: At a Speed of Life!

መበል 39 ኣኼባ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ኣኼባ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ኣኼባ ኣብ ምዕባለ ኣፍሪካ ምዕሩይ ኩነታት ንምፍጣር ቨዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ብመንፅር ምርግጋፅ ሰላም ዓሊሙ ኣብ ዝገብሮ ዘተ፥ ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ ብዝምልከት ትኹረት ክገብር ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ስምምዕ “ድምፂ ተኹሲ ዘይስመዐሉ ቀጠና ምፍጣር” ኣብ ዝብል ዝገበረ ኢዩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.