Fana: At a Speed of Life!

መበል 53 ሻምፒ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 21 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 53 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ።

ኣብቲ ሻምፒዮና፥ ኣብ ካሜሮን ዝካየድ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካን ኣብ ጋና ኣክራ ዝካየድ ውድድር መላእ ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ዝሳተፉ ኣትሌታት ዝተፈለዩሉ፡፡

ኣብ መዛዘሚ እቲ ፕሮግራም፥ ዝላ ምርኩዝ ደቂ ኣንስትዮን ውድድር ጉያ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን እናተኻየዱ ከምዝኾኑ ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.