Fana: At a Speed of Life!

መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ብሰንኪ ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞ መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ከምዘሎ ተገሊፁ።

እቲ ባጀት ዩኒሴፍ ካብ ዝተባህለ ትካል ገባሪ ሰናይ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ካሕሳይ ኣስፋው ኣብሪሆም።

እቲ ሆስፒታል ብምዕናዉ ሕብረተሰብ ግልጋሎት ሕክምና አብ ምርካብ ይፅገም ከምዝነበረ ተዛሪቦም።

ይኹን እንበር ሐዚ ብዝግበረሉ ዘሎ ፅገና ዝሓሸ ግልጋሎት ከምዝረክብ ገሊፆም።

እቲ ፅገና ብፍላይ ኣብ ወላዳትን ህፃውንትን ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዓሊሙ ይካየደሉ ከምዘሎ እቶም መካየዲ ስራሕ ምግላፆም ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.