Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ በዓል ተንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ፥ መዐቀኒ ኣዋጅ ይቕሬታ ንዘማልኡ ተሃነፅቲ ይቅሬታ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።

እቶም ተሃነፅቲ ኣብ ፃንሒቶም፥ እወንታዊ ስነ ምግባር ዘርኣዩን ብመሰረት ብሕጊ ዝተደንገገ መዐቀኒ ይቕሬታ ዘማልኡን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ፀገም ጥዕና፣ እርጋን ምስ ህፃናት ሓቢሮም ዝተኣሰሩን ከምኡውን ካብ ዝፍረዶም ልዕሊ ሰለስተ ኢድን ፍርቅን ናይ ፍርዲ ግዜኦም ዝዛዘሙ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.