Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግቢ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡

መንግስቲ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ቀገናት ሓገዝ እናቕረበ ዝርከብ÷ ብኮሚሽን ኣመራርሓ ብሄራዊ ስግኣት ሓደጋ ኣቢሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ካብቲ ኮሚሽን ዝተለኣኸ ሓገዝ ምግቢ÷ኣብቲ ክልል ሓገዝ ዘድልዮም ኣብ 17 ወረዳታት ንዝርከቡ ወገናት ካብ ትማሊ ጀሚሩ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ዳይሬክተር ቅድመ ምድላው ህፁፅ ግብረ መልሲ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ገብረእግዚአብሄር ኣረጋዊ ንግዜኢ ገሊፆም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.