Fana: At a Speed of Life!

መኢአድ ናብ ፃውዒት ክተት ከምዝሕወስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መኢአድ መነግስቲ ክልል ኣምሓራ ናብ ዘመሓላለፎ  ፃውዒት ክተት ከምዝሕወስ ኣፍሊጡ።

እቲ ፃውዒት ሃገር ንምድሓን ዝቐረበ ብሕታዊ ኣማራፂ ብምዃኑ ነቲ ፃውዒት ከምዝሕወስ ምግላፁ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

መኢአድ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣባላቱን ደገፍቱን ናብቲ ሃገራዊ ፃውዒት ንክሕወሱ ሓቲቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.