Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ  ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንሰንደቕ ዓላማና ከፍታ!” ብዝብል መሪሕ  ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡

ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን  መንግስታዊን  ዘይመንግታዊን ትካላት፣ ኣብያተ ትምህርቲ፣  ወታደራዊ ካምፒታት ፣ ኤምባሲታትን ካልኦት ትካላትን ተኸቢሩ ከምዝውዕል ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።

እተ በዓል ኢትዮጵያ ናይ ብልጽግና ጉዕዘኣ ብሓዱሽ ምዕራፍ መንግስት መስሪታ ኣብ ዝጀመረትሉ ፅባሕ ብምዃን ንኢትዮጵያውያን ፍሉይ ትርጉም ከምዘለወ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ እቲ በዓል እንትኽበር ሰንደቅ ዓላማና ናይ  ልምዓት፣ ተስፋን መስዋእትነትን  ምልክት ከምዝኾነ ኣጉሊህኸ ኣ ዝረኣየሉ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.