Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንምኽባር ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ምድላው ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከዲር ጁሃር ገሊፆም።

እቶም ከንቲባ ብኣሰናሳእነት ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ “ሕውነታዊ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ለሚ ዘበን ንመበል 16 ግዘ ዝኽበር በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ዕት ኮይኑ ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተዛዘመ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣፍሊጦም፡፡

ናይዚ ዓመት በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንኡሽተይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኾነት ከተማ ድሬዳዋ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ስግኣት ፀፅታ ንምኽባር ምድላው ከምዝተዛዘመን ኣጋይሽ ንምቕባል ምድላው እናተገበረ ከምዝኾነን ወሲኾም ሓቢሮም።

ብተሾመ ኃይሉ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.