Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን  ህብረብሄራዊነት ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን 29 ሕዳር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ  ህብረብሄራዊነት ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝኽበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።

እቲ በዓል ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢሎም።

 

ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ቅድመ ሐዚ ዝነበረ ናይ ሓድነት ግርማ ሞገስ ንወፃኢ ወረርቲ ይኹን ንናይውሽጢ ባንዳታት ዓብዪ ርእሲ ሕማም ከምዝነበረ ብምዝኽኻር፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል እዚ ዕላማ ዝሕሉ ክኸውን ኢዩ ምባሎም ካብቴ ፌዴሬሽን ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.