Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ጎስጓስ ምላሽ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ጎስጓስ ምላሽ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ “ጥንኩር ምላሽ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ንዘይብዳህ ህንፀት ስርዓት ጥዕና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ጎስጓስ ብብርኪ ዓለምን ብብርኪ ሃገርን ዘጋጥሙ ስግኣታት ጥዕና ሕብረተሰብ ኣቐዲምካ ብምፍላጥ ሓበራዊ ምለሽ ንመሃብ መኽሊ ኩነታት ንምፍጣር ዝዓለመ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ተዛሪበን።

ኣብ ኢትዮጵያ ሓለዋ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣብ ሓደ ማእኸል ምላሽ ናይ ምሃብ ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ እውን እተን ሚኒስትር ኣመልኪተን።

ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ብሓባር ዘጀመሩዎ ምንቅስቓስ ዕዉት ንኽዕወት÷ ናይ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ኣስተዋፅኦ ከምዝሓትት ኣገንዚበን።

ብእዮናዳብ ኣንዱኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.