Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መተኣናገዲ ዓማዊል ኤርፖርት ጂንካ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጂንካ ኤርፖርት ዘህነፆ ዘበናዊ መተኣናገዲ ዓማዊል (ተርሚናል) የመርቕ ኣሎ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴን ኣመራርሓ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያን ተረኺቦም፡፡

ቅድሚ ሕዚ ኣብ ከተማ ህንፀት ታወር መቆፃፀሪ ትራፊክ ኣየር ተዛዚሙ ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኾነ ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.