Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምግጥጣም ንኣንበጣ ዝኸውን ኬሚካል ንምንፃግ ዘገልግላ ሄሊኮፕተራት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምግጥጣም ንኣንበጣ ዝኸውን ኬሚካል ንምንፃግ ዘገልግላ ሰለስተ ሄሊኮፕተራት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።

ሰለስቲአን ሄሊኮፕተራት ክሳብ ትማሊ ብምግጥጣም ካብ ማእኸል ፅገና ኣውሮፕላን ከምዝወፅኣ እውን ገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.