Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካናዳ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ቶሮንቶ ከምኡ እውን ካብ ቶሮንቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራኡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሚያዝያ 2024 ጀሚሩ ከምዘዕቢ ገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.