Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ተመሪቑ።

እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ መሪቖም ከፊተምዎ።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ ኣብ ሓፂር እዋን ተጣይሹ እቲ ማእኸል ምጥያሹ ዝነኣድ ኢዩ ኢሎም።

መንግስቲ እቲ ክልል እቲ ትካል ዝደሊዮ ምትሕብባር ንምፍፃም ኣብ ጎኑ ክስለፍ ኢዩ ምባሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.