Fana: At a Speed of Life!

ሙሁራን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ሓይሊታት ናይ ምክልኻል ስራሕ ብፍልጠትንን ልምዲን ንኽድግፉዎ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ፅዕንቶ ምዕራባውያንን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ሃሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ንኢትዮጵያ ደው ንኽትብልን ክትፅቅፅልን ዘኽእል ተግባር ተሓባቢርና ንስራሕ ክብሉ ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሙሁራን ፃውዒት ኣቕሪቦም።

በውይይቱ እየተሳተፉ የሚገኙ ምሁራን የውጭ ሀይላት የሚያድርጉትን ጣልቃ ገብነት ለመከላከል ያለንን እውቀትና ልምድ ሀገርን ለሚጠቅም አላማ በማዋል መታደግ አለብን ብለዋል

እቶም ሙሁራን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ሓይሊታት ንምክልኻል ስራሕ ብፍልጠትንን ልምዲን ንምክልኻል ዘለና ፍልጠትን ልምዲን ንሃገር ኣብ ዝጠቅም ዕላማ ብምውዓል ምምካት ከምዝግባእ ገሊፆም።

ኣብ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ጆርናላት ካብ ምፅሓፍ ጀሚሩ ዘለዉ ኣጋጣሚታት ብምጥቃም ሓቂ ሃገር ምጉላህ የድሊ እውን ኢሎም፡፡

ብዝተፈላለዩ ናይ ወፃኢ መራኸብቲ ሓፋሽ ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ እናወፅአ ዝርከብ ፀብፃብ ኣብ መሬት ካብ ዘሎ ሓቂ ዝፃረር ከምዝኾ ንማሕበረሰብ ዓለም ምፍላጥ ካብ ሙሁራን ትፅቢት ከምዝግበር ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ።

ብኣሸብር ካሳሁን

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.