Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ሶማሌ ልዕሊ 160 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል  ልዕሊ 160 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ፥ ሚኒስትር ሕርሳሻ ግርማ ኣመንቴ ( ዶ/ር) ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣረኪቦምዎም፡፡

ዝተገበረ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂን ውሕጅን ሓገዝ ዘድልዮም ንዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ኣይተ ሙስጠፌ ተዛሪቦም፡፡

ኣይተ ሙስጠፌ÷ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝገበሮ ሓገዝ ኣመስጊኖም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.