Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ክሊ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ተላዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ኣብ ክሊ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰልን ቀፀልቲ ዓውዲታት ምትሕብባርን ብምድሃብ ተላዚቦም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዶ/ር ዳንኤል በቀለን ሓዊሱ ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ከምዝተረኸቡ ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.