Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ።

ኣብቲ መርሃ ገብሪ፥  ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መምህራን፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ትምህርቲ መስ ቅን ኢትዮጵያ ዝተብሃለ ትካል ብሓባር ብምዃን ዘዳለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ዘመስግን ትውልዲ ንምቕራፅ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.