Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን።

እቲ ደገፍ ምግቢ፣ መድሓኒትን ዝተፈላለዩ ናውቲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ እቲ ደገፍ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝኸፍሎ ዘሎ ዕዳ ንምኽፋልን ደጀንነት ንምርግጋፅን ዝዓለመ ኢዩ ኢሎም።

ህይወት ንዝኸፍል ዘሎ ሰራዊት ብደገፍ ዘይኮነስ ብግዴታ ዝወሃብ ኢዩ ብምባል፥ እቲ ሰራዊት ንዝኸፍሎ ዘሎ ዋጋ አመስጊኖም።

ብትዕግስት ብርሃኔ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.