Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ገዛውቲ ዓቕመ ደካማታት ናይ ምሕዳስ ስራሕቲ ኣጀሚሮም።

እቲ ሕድሰሳት ገዛውቲ ዘጀመራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ እንትኾና፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዲኤታታትን ሰራሕተኛታታትን ሓለፍቲ ስራሕን ተፀዋዕቲ ትካላትን ተረኺቦም፡፡

ኣካል ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዝዝኾነ መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ተጀሚሩ ዘሎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 5 ኢዩ፡፡

ሚኒስቴር ጥዕናን ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ 12 ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ናይ 12 ዓቕመ ደካማትት ገዛ ከምዝሃንፁ ተገሊፁ።

ፍልፍል፦ ግዜኢ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.