Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተሃሰዩ ዜጋታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ኣገልግሎት ስተቲክስ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኢትዮጵያን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተሃሰዩ ዜጋታት ደገፍ ገይሮም።

እቶም ትካላት ሓሙሽቲ ሚሊየን ግምት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ደገፋን ን300 ዜጋታት ሓገዝ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ኣብ ከተማ ካሳጊታ ብኲናት ዝዓነዉ 10 ኣባይቲ መሊስካ ናይ ምህናፅ ስራሕ እወን ከምዝተጀመረ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ሓዊሱ፥ ሓመራርሓታን ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኢሊውሃ ብምርካብ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.