Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዩ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብቲ ሚኒስቴር ብዛዕባ ዘሎ ተግባርት ምምሕያሽ ብፍላይ ፅባሕ ዕላዊ ዝግበር ሃገር ቦቆል ኣፈፃፅማ ሳልሳይ ዲግሪ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ብግደኦም፥ ነቲ ፕሮግራሙ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.