Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ጅግና ጓል ኣነስተይቲ ቱሪዝም ኣፍሪካ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓሪየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ጅግና ጓል ኣነስተይቲ ቱሪዝም ኣፍሪካ 2019 ብምዃን ተሓሪየን።

ነቲ ምርጫ ዕላዊ ዝገበረ ኣብ ጋና ዘርከብ ስትሪት ኦፍ ጎልድ ፋውንዴሽን ዝተብሃለ ትካል ኢዩ ተባሂሉ።

ስነ ሰርዓት ሽልማት ድሕሪ 10 መዓልታት ኣብ ኣዲስ ኣባባ ኣብ ዝርከብ ሆቴል ስካይላይት ክሳለጥ ኢዩ ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

ዶክተር ሂሩት “ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና እንተሰሪሕና ገና ርሑቕ ክንጓዓዝ ኢና” ክብላ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.